Navigation und Service

Thema : Ankommen in Schleswig-Holstein

ናብ ሽለስቪክ-ሆልሽታይን እንቋዕ ብደሓን መጻእኩም።

Beispiel: Teaserboxen - dreispaltig

ኣብ ጀርመን ምንባር

ተጻዋርነት፣ ኣኽብሮት፣ ማዕርነት ኣብ ህይወትና እንታይ ዓይነት ትርጉም ኣለዎ? ስደተኛታት ኣብ መዓልታዊ ናብርኦም ብዛዕባ ኣየናይ ዅነታት እዮም ኣቕልቦ ክገብሩ ዝግብኦም? ትሕቲ ዕድመ ዝኾኑ ዘሰንዮም ሰብ ዘይብሎም መንእሰያት ኣበይ ሓበሬታ ክረኽቡ ይኽእሉ? ስለዚ ብዛዕባ ናይ መንበሪ ቦታ፣ ናይ ሓለዋ ጥዕና ጉዳይ ወይ ብናይ ሃላቒ ኣቕሑ ዝምልከት ኣድላዪ ሓበሬታ ምስእትደልዩ ኣብዚ ዝስዕብ ክትውከሱ ትኽእሉ።

ስራሕን ትምህርትን

ሓበሬታ ብዛዕባ መዋእለ ህጻናት፣ ቤት ትምህሪቲ፣ ናይ ሞያ ትምህርቲ፣ ስራሕን ናይ ላዕለዋይ ደረጃ ትምህርቲ

ቋንቋ ጀርመን ምምሃር

ኣብ ጀርመን ጽቡቕ ናብራ ከትሕልፉ እንተደሊኹም ናይ ግድን ቋንቋ ጀርመን ክትመሃሩ ኣለኩም።

ዝምልከቶም መዛርብትን ሓበሬታ ዝወሃበሉ ቤት ጽሕፈትን

ኣብ ዞባ ሽለስቪግ-ሆልሽታይን ብናይ ስደተኛታትን ናይ ፍልሰት ጉዳይ ብዝምልከት ኣብዚ ዝስዕብ ብዙሓት መዛርብቲ ክትረኽቡ ትኽእሉ። እዚ ሓገዝ እዚ ንኣብነት ኣብ ሽለስቪግ-ሆልሽታይን ናይ ፍልስት ሓበሬታ ዝወሃበሉ ወይ ፍሉይ ውሕስነት ኣብ ዘድልየሉ ጉዳይ ክትውከስሉ እትኽእሉ ቤት ጽሕፈት ኢዩ።

Hinweis zur Verwendung von Cookies

Cookies erleichtern die Bereitstellung unserer Dienste. Mit der Nutzung unserer Dienste erklären Sie sich damit einverstanden, dass wir Cookies verwenden. Weitere Informationen zum Datenschutz erhalten Sie über den folgenden Link:

Datenschutz