Landesportal Schleswig-Holstein

Diese Webseite verwendet Cookies und das Webanalyse-Tool Matomo. Wenn Sie durch unsere Seiten surfen, erklären Sie sich hiermit einverstanden. Eine Widerspruchsmöglichkeit gibt es hier.

Flüchtlinge in Schleswig-Holstein

© Hans Kohrt

ናብ ሽለስቪክ-ሆልሽታይን እንቋዕ ብደሓን መጻእኩም።

እንቋዕ ናብ ሽለስቪክ-ሆልሽታይን፡ ናብቲ ላዕለዋይ ሰሜናዊ ዞብ ናይ ጀርመን፣ ኣብ መንጐ ሰሜናዊን ምስራቓውን ባሕሪ ዝርከብ ብደሓን መጻእኩም። ብመጀመርያ ቀስ እንዳበልኩም ናብራኹም ክትጅምሩ ትኽእሉ። ኣብ ሽለስቪክ-ሆልሽታይን ዝነብሩ ሰባት ሓልዮት ናይ ሰብ ዘለዎምን ንኹሉ ሰብ ግልጺ ኮይኖም ዝቐርቡን ሰባት ስለዝኾኑ ንዓኹም እውን ንኽተሓባበሩኹም ድሉዋት ኢዮም። በዚ ጽሑፍ እዚ ብዝተፈላለየ ቋንቋታት ጌርና እቲ ኣብ ጀርመን ኣብ መጀመርያ ጊዜ እተሕልፍዎ ህይወት ከመይ ክኸውን ከምዘለዎን ከምኡ'ውን ብቐጻልነት ኣብ ጀርመን ምስእትነብሩ ናይ መጻኢ ህይወትኩም እንታይ ከምስል ከምዘለዎ ዘድሊ ሓበሬታ ክንህበኩም ኢና።

Dokumente

Autobahn Schild von Schleswig-Holstein © grafikfoto.de

ኣብ ጀርመን ምንባር

ተጻዋርነት፣ ኣኽብሮት፣ ማዕርነት ኣብ ህይወትና እንታይ ዓይነት ትርጉም ኣለዎ? ስደተኛታት ኣብ መዓልታዊ ናብርኦም ብዛዕባ ኣየናይ ዅነታት እዮም ኣቕልቦ ክገብሩ ዝግብኦም? ትሕቲ ዕድመ ዝኾኑ ዘሰንዮም ሰብ ዘይብሎም መንእሰያት ኣበይ ሓበሬታ …

Blick auf eine Einkaufsstraße, unten ein Banner mit der Aufschrift "Arbeit und Bildung" © grafikfoto.de

ስራሕን ትምህርትን

ሓበሬታ ብዛዕባ መዋእለ ህጻናት፣ ቤት ትምህሪቲ፣ ናይ ሞያ ትምህርቲ፣ ስራሕን ናይ ላዕለዋይ ደረጃ ትምህርቲ

Ein Junge mit einer großen Brille liest ein Buch. Darunter ein Banner mit der Aufschrift "Wörterbuch". © grafikfoto.de

ቋንቋ ጀርመን ምምሃር

ኣብ ጀርመን ጽቡቕ ናብራ ከትሕልፉ እንተደሊኹም ናይ ግድን ቋንቋ ጀርመን ክትመሃሩ ኣለኩም።

Eine Hand hält einen Telefonhörer. Darunter ein Banner mit der Aufschrift "Ansprechpartner" © grafikfoto.de

ዝምልከቶም መዛርብትን ሓበሬታ ዝወሃበሉ ቤት ጽሕፈትን

ኣብ ዞባ ሽለስቪግ-ሆልሽታይን ብናይ ስደተኛታትን ናይ ፍልሰት ጉዳይ ብዝምልከት ኣብዚ ዝስዕብ ብዙሓት መዛርብቲ ክትረኽቡ ትኽእሉ። እዚ ሓገዝ እዚ ንኣብነት ኣብ ሽለስቪግ-ሆልሽታይን ናይ ፍልስት ሓበሬታ ዝወሃበሉ ወይ ፍሉይ ውሕስነት ኣብ …

Zur deutschen Startseite