Landesportal Schleswig-Holstein

Diese Webseite verwendet Cookies und das Webanalyse-Tool Matomo. Wenn Sie durch unsere Seiten surfen, erklären Sie sich hiermit einverstanden. Eine Widerspruchsmöglichkeit gibt es hier.

Flüchtlinge in Schleswig-Holstein

© Hans Kohrt

alle öffnen

ንህጻንኩም ኣገዳሲ ነገር – ኣብ ናይ መዋእለ ህጻናት (Kita) ምኻድ

ቤት ትምህርት

ኩሎም ን Schleswig-Holstein (ሽለስቪግ ሆልሽታይን) ከም ቀንዲ መንበሪኦም ገይሮም ኣብኡ ብስርዓት ተመዝጊቦም ዝነብሩ ቆልዑን መንእሰያትን፡ ናብ ቤት ትምህርቲ ንኽኸዱ ይግደዱ። እዚ ኸኣ ብመሰረቱ ንደቂ ስደተኛታት እውን ይምልከት። ብዝከኣል መጠን ካብታ ዝኣተዉላ ቀዳመይቲ መዓልቲ ጀሚሮም ከኣ ቋንቋ ጀርመን ይመሃሩ።.

mehr lesen

ሞያዊ ስልጠና

ንስደተኛታት ኣየኖት መተኣትዎታትን ቅድመ ኩነታትን ንሞያዊ ስልጠናን ስራሕን ምህላዎም ብቐንዱ ኣብ ዓይነት ዝተዋህቦም ናይ መንበሪ ፍቓድ ዝተመርኮሰ እዩ። ንስደተኛታት ሓበሬታ ዝህቡ ኣብ ሃገር ምሉእ ይርክቡ።

mehr lesen

ስራሕ፡ - ናይ ምኽርን ደገፍን ቀረባት

ኣብዚ ብዛዕባ ጉዳይ ስራሕ ጽሟቑ ሓበሬታ ትረኽቡ።

mehr lesen

ልዑል ትምህርቲ