እንቋዕ ናብ ሽለስቪክ-ሆልሽታይን፡ ናብቲ ላዕለዋይ ሰሜናዊ ዞብ ናይ ጀርመን፣ ኣብ መንጐ ሰሜናዊን ምስራቓውን ባሕሪ ዝርከብ ብደሓን መጻእኩም። ብመጀመርያ ቀስ እንዳበልኩም ናብራኹም ክትጅምሩ ትኽእሉ። ኣብ ሽለስቪክ-ሆልሽታይን ዝነብሩ ሰባት ሓልዮት ናይ ሰብ ዘለዎምን ንኹሉ ሰብ ግልጺ ኮይኖም ዝቐርቡን ሰባት ስለዝኾኑ ንዓኹም እውን ንኽተሓባበሩኹም ድሉዋት ኢዮም። በዚ ጽሑፍ እዚ ብዝተፈላለየ ቋንቋታት ጌርና እቲ ኣብ ጀርመን ኣብ መጀመርያ ጊዜ እተሕልፍዎ ህይወት ከመይ ክኸውን ከምዘለዎን ከምኡ'ውን ብቐጻልነት ኣብ ጀርመን ምስእትነብሩ ናይ መጻኢ ህይወትኩም እንታይ ከምስል ከምዘለዎ ዘድሊ ሓበሬታ ክንህበኩም ኢና።
Dokumente
© grafikfoto.de
ተጻዋርነት፣ ኣኽብሮት፣ ማዕርነት ኣብ ህይወትና እንታይ ዓይነት ትርጉም ኣለዎ? ስደተኛታት ኣብ መዓልታዊ ናብርኦም ብዛዕባ ኣየናይ ዅነታት እዮም ኣቕልቦ ክገብሩ ዝግብኦም? ትሕቲ ዕድመ ዝኾኑ ዘሰንዮም ሰብ ዘይብሎም መንእሰያት ኣበይ …
© grafikfoto.de
ሓበሬታ ብዛዕባ መዋእለ ህጻናት፣ ቤት ትምህሪቲ፣ ናይ ሞያ ትምህርቲ፣ ስራሕን ናይ ላዕለዋይ ደረጃ ትምህርቲ
© grafikfoto.de
ኣብ ጀርመን ጽቡቕ ናብራ ከትሕልፉ እንተደሊኹም ናይ ግድን ቋንቋ ጀርመን ክትመሃሩ ኣለኩም።
© grafikfoto.de
ኣብ ዞባ ሽለስቪግ-ሆልሽታይን ብናይ ስደተኛታትን ናይ ፍልሰት ጉዳይ ብዝምልከት ኣብዚ ዝስዕብ ብዙሓት መዛርብቲ ክትረኽቡ ትኽእሉ። እዚ ሓገዝ እዚ ንኣብነት ኣብ ሽለስቪግ-ሆልሽታይን ናይ ፍልስት ሓበሬታ ዝወሃበሉ ወይ ፍሉይ ውሕስነት …
Zur deutschen Startseite